ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ወጀራት ናይ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ ገጠር ልምዓትን ንናይ እቶት ምዕፃፍ 12 ነሓሰ 2011ዓ/ም ዝውዕል መዳበርያን ምሩፅ ዘርኢን ናብ 23 ጣብያታት ወረዳ ሕንጣሎ ወጀራት ንምጉዕዓዝ ኣወዳዲሩ ከጋዓዕዝ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሕናጣሎ ዋጅራት

1 ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩምን፤፤

2 ናይ 2011 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐስኩም

3 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት መስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል፤

4 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ ዘለኩም : ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ወረሓዊ ዲክለሬሽን ክተቅረቡ እትክእሉ፤

5 ኩሉ ፋይናንሻል ጨረታ ቅደሕን ዋናን ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ክቀርብ ዝክእል፤

6 ተጫረታ ንመክበሪ ጨረታ 5000.00 ሽሕ ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋጊፁ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ከትሕዝ ዝክእል፤

7 ድሕሪ ቅሬታ ሰለስተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ሰዓራይ ኣካል ጨረታ ካብ ዝሰዓረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ሰለስተ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል፤

8 ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ እንተሃለዉ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይከዉን፤

9 ሰነድ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ዋጅራት ቢሮ ቁፅሪ 12 ከምእዉን 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ዝርዝር ዝሓዘ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ምዉሳድ ትክእሉ፤

11 ኣብ ሕድሕድ ዋጋ ዝተሐተ ዋጋ ዝመልአ ሰዓሪ ይከዉን፤

12 ብተወሳኪ ኣብዚ ዘይተካተቱ መምርሒታት ብመምርሒ ስርዓት ዕድጋ ክልልና ኣዋጅ ቁፅሪ 255/2007 ተፈፃሚ ይከውን፡፡

13 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሕሉ ግዘ 60 መዓልቲ ክፀንሕ ከም ዝክእል ክንገልፅ ንፈቱ፤

14 ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 01/09/2011ዓ/ም ክሳብ 15/09/2011ዓ/ም ምዉሳድ ትክእሉ

15 ጨረታ ሳንዱቅ ዕለት 16/09/2011 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ተጫረቲ ብዘይምርካብም ከይዲ ጨረታ ኣይተኣጎጎልን፤

16 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ አማራፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-370246//0946-882354 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ ፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo