ንማይጨው ሕርሻ ኮሌጅ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት፣ ናይ መኪና ስፔር፣ እንስሳት መድሓኒትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ይግባእ።

ማይጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ

1 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዝተመዝገብኩም ኣተሓሒዝኩም ክተቕርቡ እትኽእሉ፤

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ዝተመዝገብኩም ቲን ሰርቲፊኬት ክተቅርቡ ትኽእሉ፤

3 ቫት ዝተመዝገብኩምሉ ሰርቲፊኬትን ናይ ወርሒ ጥቅምቲ ዲክሌር ዝገበርኩምሉ መረዳእታን እተቕርቡ፤

4 ናይ መቅረባይነት ሰርቲፊኬት ዝተሓደሰ ከተቕርቡ ትኽእሉ፤

5 ጨረታ ሰዓርቲ እንተኾይንኩም ዝሰዓርኩምዎ ንብረት ውዕሊ ካብ ዝኣሰርኩምዎ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብናይ በዓልኹም መጓዓዝያ ናብ ኮሌጅና ብፅሬትን ብመጠንን ተቕርቡ ምዃንኩም፤

6 ኣብቲ ጨረታ ዝሰዓርክምዎ ንብረት ሓደ ዓይነት ዋጋ ንዘቅርብኩም ተወዳደርቲ ብዕጫ እትፍለዩ ምዃኑ፤

7 መወዳደሪ ደኩሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎ ናይቲ ትካል ማህተምን ፊርማን ክህልዎ ኣለዎ

8 ተጫረቲ ዘይምለስ 30.00 (ሰላሳ ብር) እናኸፈልኩም ካብ ማይጨው ሕርሻ ኮሌጅ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ር ሀ-B20 u-2 ካብ 30/08/2011 ዓ/ም -13/09/2011ዓ/ም ሰዓት 11:00 እናመፃእኹም ክትወስዱ ትኽእሉ።

9 እቲ ጨረታ ዕለት 14/09/2011ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:00 ተኣሺጉ ኣብቲ ዕለት ድማ 3፡15 ኣብ ማይጨው ሕርሻ ኮሌጅ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ምም/ር ንብረተን ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ይኽፈት።

10 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ውሕስና መኸበሪ ን ኤሌክትሪክ ናይ መኪና ስፔርን 3000.00 (ሰለስተ ሽሕ ብር)፣ ንናይ እንስሳት መድሓኒትን ኣቅሑትን ብር 2000.00 (ክልተ ሽሕ ብር) ፣ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቼክን ክተትሐዙ እትኽእሉ ፤

11 ዝተወዳደርሉ ሰነድ ኮፒን ኦርጅናልን ክተቕርቡ እትኽእሉ ከምኡ ድማ ሰሩዕ ሰነድ ጨረታ ሕድሕድ ገፅ ናይ ተጫረቲ ማህተም ብምግባር ብዝተኣሸገ ፖስታ ኣብ ዝተዳለወ ሳነዱቅ ተእትው ትኽእሉ፤

12 ናይ ሕድሕድ ንብረት መዐቀኒ ብነፀላ ወይ ብፓኬት ምዃኑ ኣስተውዒሎም ዋጋ ይምልኡ።

13 ኮሌጅና ነቲ ጨረታ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ኮነ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

14 ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁጸሪ 0347-700388 ምደዋል ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo