ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዳስትሪን ክልል ትግራይን ኢንዱስትሪን ክልል ትግራይ ኣብ ውሽጡ ዝርከብ ዝ/ዩ ዘገልገሉ ኣቅሑት ንሕጋውያን ነጋዶ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዱስትርን ክልል ትግራይ

1 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደስ ንግዲ ፍቃድ ክተቅረቡ እትክእሉ፤ ናይ መቅረባይነት፣ ቲን ናምበር፣ ሰርትፈኬት ክተቕርቡ እትክእሉ::

2 ናይቲ ዝሽየጥ ዝርዝር ንብረት ዝሓዘ ሰነድ ካብ ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ዳይሬክተራት ከይዲ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ኮምፕሌክስ ህንፃ 1 ደብሪ ቁፅሪ 59 ዘይምለስ 30.00 /ሰላሳ ብር /ብምግዛእ ካብ 28/08/2011 ዓ/ም ክሳብ 08/09/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ምውሳድ ትክእሉ::

3 ተጫረትቲ ሰዓራይ ምዃንኩም ካብ ዝተገለፀልኩም ኣብ ውሽጢ 10 ተከታታሊ መዓልቲ ንብረትኩም ሙሉእ ብሙሉእ ብናይ ባዕልኩም መጓዓዓዚ ክተልዕሉ ይግባእ፡፡ ኣብቲ ዝተገለፀ መዓልቲ ንብረትኩም እንተዘይኣልዒልኩም እቲ ንበረት እንደገና ናብ ጨረታ ይወፅእ፡፡

4 እቲ ጨረታ ዕለት 8/09/2011 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፂዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ናይ ሓባር ህንፃ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 59 ይክፈት::

5 መወዳደሪ ደኩመንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎ ናይቲ ትካል ማህተም ፌርማ ንክህልዎ ይግባእ:: ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ካብ ውድድር ወፃኢ ይከውን፡፡

6 ተጫረቲ ከትሕዘዎ ዝግባእ ናይ ጨረታ መኸበሪ ብር 2000.00 ክልተ ሽሕ ብር ብCPO ከትሕዙ እትክእሉ::

7 ቢሮና ነቲ ጨረታ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝትሐለወ እዩ::

8 እቲ ዝሽየጥ ንብረት ብኣካል ኣብ ስራሕ ሰዓት መፂእካ ምርኣይ ይከኣል፡፡

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-400129 ደዊልኩም ክትረክቡና ትኽእሉ ::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo