ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ትምህርታት ግልጋሎት ዝውዕል መፃሕፍቲ ብጨረታ ኣወዳዲራ ክተሐትም ትደሊ፤

ማሕበር ልምዓት ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱ፤

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ፤

3 ናይ መቅረባይነት ምዝገባ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ፤

4 ናይ ጨረታ መከበሪ 5000.00 ሽሕ ብር ብቤት ፅሕፈት ማልት ሽም ሲፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ፤

5 ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ 30.00 ብር ብምክፋል ካብ ማ.ል.ት ቤት ፅሕፈት ቁፀሪ 430 ክወስዱ ይክእሉ፤

6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድን ፋይናንሻልን ዶክመንትን ማህተም ገይሮም ሓደ ኦርጂናልን ሓደ ኮፒን ነንበይኑ ብፖስታ ብምፍላይ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 29/08/2011 ክሳብ 13/09/2011 ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብሩ ይግባእ፤

7 ሰዓራይ ምስሰዓሩ ምስተገለፁ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ክኣቱ ዝክእል፤

8 ናይቲ ኣቅሓ ዝርዝር ድሌት መግለፂ ቤት ፅሕፈትና ካብ ዘቅረቦ ናይ ዋጋ መቅረቢ ቅጥዒ ወፃኢ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ተቀባልነት የብሉን፤

9 እቲ ጨረታ 13/09/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ፣ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ቢሮ ቁፀሪ 415 ኩሎም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት፤

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪባ ብክፋል ይኩነ ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰላ ዝተሓለወ እዩ፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-406944 ምድዋል ይከኣል፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo