ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ናይ ሞዴል K-77 ሚትስብሺ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኮሌጅ ትምህርትን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብዩ ዓዲ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 24/08/2011ዓ/ም ክሳብ 28/08/2011ዓ/ም ሰዓት 5፡00

2 ፕሮፎርማ ዕለት 28/08/2011ዓ/ም ሰዓት 5፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0937-026218/0926-783783 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo