ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት መ/ልምዓት፣ ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ካት ሩሎ ፅገና ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክነፀግን ንደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 24/08/2011ዓ/ም ክሳብ 28/08/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡00

2 ፕሮፎርማ ዕለት 29/08/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-408457 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo