ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ኣክሱም ን2011ዓ/ም ነቲ ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕሉ ቱቦን መገጣጠሚን ፣ መሳርሒ ቴክኒክ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ፓም፣ ናውቲ ኤሌክትሪክ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናውቲ ፅሬት ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ብስክሌትን ሞተር ብስክሌትን፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ፣ መመላክዒ መኪናን፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፍት ግልጋሎት ማይ ፈሳሲን ከተማ ኣክሱም

1 ኣገባብ ዘለዎ ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም፤

2 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ መጋቢት 2011ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎን ከምኡውን ዝተሓደሰ መረዳእታ መቅረባይነት ዝሓዘ፤

4 መከበሪ ጨረታ ን ቱቦን መገጣጠሚን ንመሳርሒ ቴክኒክ፣ ንመሳርሒ ህንፃን ፓምፕን 20000.00 ሽሕ ቅርሺ፣ ንኤሌክትሮኒክስ ንመለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን መመላክዒ መኪናን፣ ንናውቲ ኤሌክትሪክ 15000.00 ሽሕ ቅርሺ፣ ንመሳርሒ ፅሕፈት ንናውቲ ፅሬት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ብስክሌትን ሞተር ብስክሌትን 5000.00 ሽሕ ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል፤

5 ተጫራቲ ምስዓሩ ምስተረጋገፀ ኣብ ውሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልታት ውዕሊ ክኣስር ዝክእል፤ ናይቲ ዝሰዓሮ መጠን ገንዘብ 10 ሚኢታዊ ውዕሊ መከበሪ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል፤

6 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100.00 ቅርሺ ብምክፋል ምውሳድ ይከኣል፤

7 ጨረታ 13/09/2011ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ንግሆ ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 3፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት፡፡

8 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ብዘይ ምርካቦም እቲ ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይተኣጓገልን፡፡

9 ሰዓራይ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ መፅዓንን መራገፍን ናብቲ ቤት ፅሕፈት ኣታዊ ዝገብር፤

10 ተጫረቲ ኣብ ዝወዳደርሉ ናይ ሓደ ዋጋ ሰነድ ብምምላእ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ኣብ ሕድሕድ ገፅ ማህተምን ፊርማን ከቀምጡ ኣለዎም፡፡

11 ብበዓልካ ዝርዝር ረቋሒ ምፅሓፍን ምምላእን ኣይፍቀድን፡፡

12 እቲ ተቅርብዎ ሰነድ ድማ ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትው ኣለዎም፡፡

13 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0347-753267 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo