ኮሚሽን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ንበጀት ዓመት 2011 ሕትመት ጥራዝ ሃፍቲ ምዝገባን ሰርቲፊኬ ሃፍቲ ምዝገባን፣ ማንዋል መሰልጠኒ ትምህርትን ስልጠናን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈልሉ መረዳእታ ኣብ ሐደ ገፅ ኮፒ ጌሮም ከቕርብ ዝኽእሉ::

2 ኣብ ቢሮ ፋይ/ ኢኮ /ልምዓት ናይ መቕረባይነት ዝተመዝገብሉ ኣብ ሐደ ገፅ ኮፒ ጌሮም ከቕርብ ዝኽእሉ

3 ቫት(VAT) ዝተመዝገብሉ ኣብ ሐደ ገፅ ኮፒ ጌሮም ከቕርብ ዝኽእሉ

4 ቲን ቁፅሪ ዘለዎን ኣብ ኣብ ሐደ ገፅ ኮፒ ጌሮም ከቕርብ ዝኽእሉ

5 ናይ ወርሒ መጋቢት 2011 ዓም ዲክለረሽን ከቅርብ ዝክእል::

6 ናይ ጨረታ መኽበሪ ንኩሎም ዓይነት ንብረት ቢድ ቦንድ ወይ ብጥረ ገንዘብ 5000 ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝኽእል::

7 ዝተዳለወ ጨረታ ደኩመንት ካብ ኮሚሽን ቢሮ ቑፅሪ 261 ዕ/ፋ/ምም/ር ንብረት ዘይምለስ ብር 30 ከፊሎም ካብ ዕለት 22/08/2011 ክሳብ 07/09/2011 ዓ/ም ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምውሳድ ይከኣል፡፡

8 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 07/09/2011 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ድ/ቐትሪ ይኽዉን::

9 ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ን20 መዓልቲ ይከውን፡፡

10 ኹሉ ጨረታ ተወዳዳራይ ኣብቲ ዝተነፀረ ግዜ ባዕሉ ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዝተረከበሉ ይክፈት

11 ጨረታ ብሸምዒ ዝተአሸገ ናይ ሕድሕድ ዋጋን ጠቅላላ ዋጋን ብንፁር የቅምጥ::

12 ሰዓራይ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 5 ናይ ስርሕ መዓልቲ ዉዕሊ ይአስር::

13 ሰዓረይ ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያ ናብ ኮሚሽንና ቢሮ ቁፅሪ 261 ዕፋምምርንብረትን ብዉዕል መሰረት ኸቕርብ ዝኽእል::

14 ኣብ ከይዲ ጨረታ ንምዝባዕ ዝፈተኑ ተጫረቲ ካብ ጨረታ ወፃኢ ከምዝኾኑ ንቐፃሊ ኣብ ዕዳጋ መንግስቲ ንከይሳተፍ ከምዝግበርን ዘትሓዝዎ መክበሪ ጨረታ ከምዝዉረስን::

15 እቲ ኮሚሽን ዝሐሻ መማረፂ ተረኺቡ ብክፋል ይኹን በሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዘ መሰሉ ሕልዉ ምኻኑ

16 ድሕሪ ምዕፃዉ ጨረታ ንዝመፅእ ሰነድ ጨረታ ተቐባልነት ከምዘይንሉ::

17 አብ ሰነድ ጨረታ ግልፂ ንዘይኾኑ ሐሳባት ብመብራህርሂ ብፅሑፍ ምሕታት ከምዝከአል::

18 ንተወሳኪ ሐበሬታ አበ ኮሚሽና ጥቓ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ናይ ሓባር ህንፃ 1 ደብሪ ቢሮ ቐፅሪ 261 ብኣካል ብምምፃእ ወይ ብስልኪ ቑፅሪ 0344 404417 ምሕታት ይካኣል::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo