ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንቢሮ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ዝ/ዩ ዓይነታት መሳርሒ ሙዚቃ፣ ላፕቶፕን ቪድዮ ካሜራን ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም።

ኢጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ

ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን: ናይ መቅረባይ መፍለይ ቁፅሪ /Tin number/: VAT ተመዝጋቢ ዝኮነ : VAT ዲክሌር ዝገበረሉ መረዳእታ : ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዝኾነ መረጋገፂ ዘቕርብ::

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብ ቢሮና ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 110 ካብ ዕለት 22/08/2011 ዓ/ም ጀሚሩ 30.00 ቅርሺ ብምኽፋል ምዉሳድ ይካአል::

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ብር 3000.00 (ሰለስተ ሽሕ ብር) ብሲፒኦ ወይ ብሰርቲፋይድ ቼክ ከትሕዝ ዝኽእል

4 እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 22/08/2011 ዓ/ም ጀሚሩ 07/09/2011ዓ/ም ዕለት ሰዓት 9:00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎቶም ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 109 ይኸውን።

5 ነቲ ንብረት ኣብ ውሽጢ 10 መዓልቲ ዘቅርብ፤

6 ኣድራሻና ከባቢ ጥዕና ጣብያ መቐለ ፊትንፊት ፎቶ ደሰታ ዝርከብ ህንፃ አብርሃም ደስታ ቀደማይ ደብሪ::

 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-400177 ደዊልክ መብርሂ ምሕታት ይከኣል::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo