ቤት ፅሕፈት ርእስ ምም/ር ዳ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳን ንቤ/ፅ/ር/ምም/ርን ዞባ ክልል ስታፍን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢን ጌጣጌጥ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ ዕለት 28/08/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 28/08/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-406451 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo