ን2008 ዓ/ም ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ሮቋሓ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳር ክልል ትግራይ
  • ናይ ሃለቅቲ ፅሕፈት መሳርሒ
  • ናይ ሃለቅቲ ፅሬት መሳርሒ
  • ዝተፈላለዩ ሕትመትን ቅጥዒታትን
  • ናይ ዝተፈላለዩ መካይን ጎማታት
  • ናይ ዝተፈላለዩ መካይን ፊል ፈልትሮን ኦይል ፊልትሮን ናይ ኣናእሽተይ መካይን

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ 2008 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰን ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ዘቅረብ

2 Tin Number ዘለዎን አብመቅረባይነት ዘተመዝገቡ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል::

3 ቫት ዝተመዝገበን ኢርጅናል ንዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ዘቅርብ::

4 ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድቦንድ ሕጋዉነቱ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይም ብጥረ ገንዘብ ብር   3000.00 (ሰለስተሽሕ) ብሽም ቢሮ ፀጥታን ምም/ር ክ/ትግራይ ክትሕዝ ዝኽእል::

5 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ዶክመንት ሰነድ ካብ ቢሮ ፀጥታን ምም/ር ክ/ትግራይ ኣብ እንዳ ተ/ ሃይማኖት ቤትክርስትያን ፊትንፊት ኮሚሳርያት ቢሮና ቢሮ ቁፅሪ 25 ካብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር  ዘይምለስ 20 ብር ( ዒስራ) ከፊልኩም ትወስዱ::

6 ተጫራታይ ነጋዶ እቲ ዓይነት ንብረት ብንፁር በቲ ዝወፁ ናይ ሐደ ዋጋን ጠ/ዋጋን ስርዝድልዝ ዘይብሉ አብ ዝተአሸገ ፖስታ መሊኡ የቅርብ እቲ ንብረት ኦርጅናልን 1ደረጃ ይኸዉን::

7 ኣሸናፊነዝኾነነነጋዳይ ንዝሽነፎ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ መ/ቤትና ኣምፂኡ ከረክብ ዝክእልን እቲ ንብረት Specification ዘዉፅኡ ብሰብ ሞያታኛታት  ትክክለኛ ምኮኑ ምስተረጋገፀ ኣታዊ ይኸዉን::

8 መክበሪ ዉዕሊ 10 % ካብ ዘሸነፎ ዓይነት ንብረት ቅድሚ ዉዕሊ ምእሳሩ ከትሕዝ ዝክእልን ዉዕሊ አሲሩ ንብረት ኣታዊ ዝገብርን እቲ ጨረታ መስተከፈተ ን10 መዓልቲ ናይ ስራሕ መዓልቲ ፀንኡ ይፀንሕ::

9  ቢሮና ካብቲ ዝፍፀም ግዝኢት 20 % ምዉሳክን ምቅናስን ዝክእል ምኮኑ::

10 ኣብዚ ጨረታ ከጭበርብር ዝፈተነ ነጋዳይ ካብ ጨረታ ወፃኢ ምግባር ናይ ጨረታ መክበሪ ዘተሐዞ ገንዘብ ናብ መንግስቲ ካዝና አታዊ ኮይኑ ኣብ ካልኦት ጨረታ ከምዘይሳተፍን ብሐጊ እዉን ተሓታቲ መኮኑ ክፈልጥ ኣለዎ::  

11 እቲ ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት  27 /01 /2007 ዓ/ም  ክሳብዕለት  12 /1/ 2008 ዓ/ም  ይኸዉን::

12  እቲ ጨረታ ዝእሸገሉ ዕለት 12 /1/ 2008 ዓ/ም  ሰዓት 4:00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓተ  4:30  ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶመ ኣብ ዘተረኸብሉ ይክፈት ኮይኑ ግና ናይ ጨረታ መክበሪ እንተኣትሒዞም ንሳቶም ብዘይምህላዎም እቲ ጨረታ ክጉላእላእ ኣይክእልን ::

13  ብመምረሒ መሰረት ቫት 15 % ዊዘሆልድ  2 %ክኸፍል አለዎ::

14 መ/ቤትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

15 ተወዳደረቲ ማዕረ ኮይኖም እንተሲዒሮም ናብ ኣብ ኣብዝሓ ድምር ዘለዎ ይወሃቦ ወይ ማዕረ ንመቕሎም::

16 ቢሮና ዝርከብሉ እንዳተሃይማኖት ቤትክርስትያን ፊትንፊት /  ናይ ቅድሚ ሸሙ ኮሚሳርያት / ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ  03 44 40 99 47  ደዊልካ ምሕታት ይካኣል::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo