ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲ ሓቂ ናይ መኪና መቀያየሪ ኣቅሑት/ ስፔር/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ክፈለ ከተማ ዓዳ ሐቂ ትልምን ፋይናንስን

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 22/08/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 25/08/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 25/08/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-461121 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo