ኢንስቲትዮት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ አቁሑት መሳርሒ ላብራቶሪን ምክራይ መኪናን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንስቲትዮት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ

ክማልኡ ዝግብኦም

ናይዚ ዘበን ግብሪ መንግስቲ ዝከፈልኩም ን ከምኡዉን ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ፍቃድ መለለዮ ግብሪ ከፋላይነት ዘለኩም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም ናይ ወርሒ ነሓሰ ሒሳብ ዘፍለጥኩም ናይ መቀርባይነት ምስክር ወረቀት ዘለኩም

መከበሪ ጨረታ ንመኪና ክራይ 15000 ቅርሺ ን አቁሑት ላብራቶሪ 15000 ቅርሺ ብሲፒኦ ክተትሕዙ ትክእሉ

 እቲ ጨረታ ብድምፂ ወያነ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ን 20 ተከታተልቲ መዓልቲ ዝፀንሕ ኮይኑ ሳንዱቅ ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልትን ሰዓትን ንመሸጣ ኣብ ዝቀረበ ሰነድ ምርኣይ ይከኣል

ሰነድ ጨረታ ዋጋ 100 ቅርሺ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ጨረታ ሰነድ ይመልከቱ ስልኪ ቁፅሪ 0342413795

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo