ናይ ዝተፈላለዩ ዓይነት ፅሕፈት መሳርሒን : መካይን ስፔር ፓርት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ ስለዝደለየ እዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኤጀንሴ ልምዓት ዳ.ኣ.ን.ት ክልል ትግራይ

1 በቲ ዓዉዲ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ናይ 2007 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱ

 ኣብ ቢሮትልምን ፋይናንስን ብመቕረባይነት ዝተመዝገቡን ዘሐደሱ ዘቕርቡን ::

2 ንተወሳኪ እሴት ታክሲ /VAT/ ዝተመዝገብኩም ምኻኖም መረዳእታ ከቕረቡ ዝኽእሉ::

3 ወረሓዊ ናይ VAT ድክለራስዩን ናይ መወዳእታ ወርሒ ዝከፈሉን መፍለይ ቑፅሪ /TIN/  መረዳእታ ከቕረቡ ዝኽእሉ::

4 ተጫረቲ ዘትሕዝዎ መኽበሪ ጨረታ ንናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብር 5000 /ሓሙሽተ ሽሕ/ ብ CPO ወይ ድማ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ አለዎም

5 ተጫረቲ ዘትሕዝዎ መኽበሪ ጨረታ ንናይ ስፔር ፓርት ብር 5000 /ሓሙሽተ ሽሕ /ብ CPO ወይ ድማ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ አለዎም

6 ተጫረቲ ናይ ዘቅርብዎ ዓይነት ኣቕሓ ዋጋ መሊእኩም ብሸምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 27/ 01 /2008 ዓ/ም ሰዓት 2:30 ክሳብ 12/ 02/ 2008 ዓም ሰዓት 4:00 ኣብ ዘሎ ጊዜ ዉሽጢ አብ ክልል ኤጀንሲ ልምዓት ዳአንት ቢሮ ቁፅሪ 01 ቀዳማይ ደብሪ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ የእትዉ ጨረታ ዝኽፈተሉ እዋን በቲ ዕለት 12/ 02 /2008 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ተጫረቲ ብናይ ባዕሎም  ድሌት እንተዘይተረኪቦም ግና ጨረታ ምኽፋት ኣይታኣጓጎልን::

7 ጨረታ ዝሳዓረ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 10% ዉዕሊ መኽበሪ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ፕሮፎርማንስ ቦንድ ከቅርቡ ይግባእ::

8 ዝተዳለወ ዝርዝር መምርሒ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 30 /.00 ሰላሳ/ እናኸፈልኩም ሰነድ ምዉሳድ ይኽእሉ

9 ኤጀንሲና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

10 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ቫት ሓዊሶም ብንፁር ከቐምጡ ይግባእ ነዘይኣቐመጡ ግና ቫት ከምዝሐወሱ ርዱእ ተገይሩ ይዉሰድ

11 ተጫረቲ ዝሳዓረዎ ንብረት ዉዕል ኣሲሮም ንብረት ኣተዊ ዝገብርሉ ዕለት እንተሕሊፎም 1/1000 ንሕድሕድ ንዘሕለፍዎ ጊዜ ንቐፅእ ምዃና ንሕብር

12 ኤጀንሲና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo