ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 16/08/2011ዓ/ም ክሳብ 22/08/2011ዓ/ም ሰዓት 10፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 22/08/2011ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0345-599841 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo