ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ሕትመት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግን ክነሐትምን ይደሊ፡፡

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 15/08/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 17/08/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ይዕፆ፡፡

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 17/08/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡45 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-403477/408299 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo