ንኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክካረ ይደሊ፡፡

ኢንስቲትዮት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 15/08/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 17/08/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይዕፆ፡፡

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 17/08/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0914-758978/0342-413795 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo