ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ዝ/ዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ከስርሕ ይደሊ፡፡

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 15/08/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 21/08/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይዕፆ፡፡

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 21/08/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404715 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo