ንዓ/ዓዲ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ግልጋሎት ዝውዕል ካብ ካፒታል በጀት ናይ ስግግር ቴክኖሎጂ ዝ/ዩ ንብረት ናይ ህንፃ መሳርሒን ኤሌክትሪክ ችንጋን ቡለን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ዓብዮ ዓዲ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 14/08/2011ዓ/ም ክሳብ 16/08/2011 ሰዓት 8፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 17/08/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0344-460323 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo