ናይ እንዳ መኾኒ ወረዳ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ብናይ መደበኛ በጀት ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ

1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ ዕለት 15/08/2011 ሰዓት 11፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 16/08/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0347-770419 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo