ቢሮ ጉዳይ መናእሰይ ስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ ከይዲ ሰራሕቲ ዘተኣከቡ ኣገልጊሎም ዝተመለሱ ናይ ተሽከርከርቲ መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ሓፂን መፂን ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ካልኦት ዝ/ዩ ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከሸይጥ ይደሊ ::

ቢሮ ጉዳይ መናእሰይ እስፖርትን ክልል ትግራይ

1 ተወዳደርቲ ካብ10/082011 ዓ/ም ክሳብ 25/08/2011 ዓ/ም ካብ ቢሮ ቁፅሪ 23 ዘይምለስ 20.00 ቅርሺ ብምኽፋል ምውሳድ ይከኣል።

2 እቲ ጨረታ 25/08/2011 ዓ/ም ናይ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 3፡00 ተዓሺጉ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ሰዓት 3፡30 ቅድም ኢሉ ኣብ ዝተጠቀሰ ቦታ ይክፈት።

3 ተወዳደርቲ ዋጋ መለኦም ብዝተኛዓሸገ ፐስታ ኦርጂናልን ኮፒን ከቅርብን ናብ ጨረታ ሳንዱቅ ከእቱ ዝክእል፤

4 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ከይዲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

5 ተወዳደረቲ ናይ 2011 ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን

6 ድሕሪ ጨረታ ምክፋቱ ዝኮነ ይኩን መመሓየሺ ኣብ ጨረታ ምግባር ብፍፁም ኣይፍቀድን፡፡

7 ጨረታ መክበሪ ብር 3,000.00 ሽሕ ብር  ከቅርቡ አለዎም::

8 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት እቲ ተጫራቲ ሰዓራይ ምዃኑ ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 10 መዓልቲ እቲ ንበረት ከልዕል ዝክእል፤

9 ኣብቲ ጨረታ ከይዲ ቅሬታ እንተሃልይዎም ጨረታ ውሳኔ ካብ ዝተውሃበሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ቅሬተኦም ናበ ጉ/መ/ስ/ክ/ትግራይ ከቅርብ ዝክእል፤

ቲ ይኸውን።

7 ኣብዚ ጨረታ ሰዓራይ ዝኾነ ትካል ካብ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10% ኣትሒዙ ውዕሊ ክኣስር ዝኽእል፤

ንዝበለፀ ሓበሬታ  ብስ.ቁፅሪ 0344-408877 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።


ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo