ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናንስ ቀፂሎም ንህንፃ መሳርሒ ዝውዕል ሲሚንቶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

አካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 10/08/2011ዓ/ም ክሳብ 14/08/2011ዓ/ም ሰዓት 10፡15

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 14/08/2011ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-401989 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo