ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ኣብ ጣብያ ማይ ካድራ ፍሉይ ቦታ ሕርሻ ሜኬናይዜሽን ከባቢ ዝርከብ ፀፀር 02 ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ

1 ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ መክበሪ ጨረታ 32000.00 ሽሕ ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል፤

2 ተጫራቲ ዝሰዓሮ ንብረት ቤት ዕዮ ካብ ዝፈለጦ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3ተ ተከታተልቲ መዓልታት ገንዘብ ኣተዊ ተዘይገይሩ ዘትሓዞ መከበሪ ጨረታ ተወሪሱ ናብ መ/ቲ ካዝና ኣታዊ ይከውን፡፡

3 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቁፅሪ 02 ዘይምለስ 100.00 ቅርሺ እናከፈሉ ምዉሳድ ይከኣል ፤

4 እዚ ጨረታ 25/08/2011 ዓም ሰዓት 3:00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ይክፈት፡፡

5 ተጫራቲ ዝሰዓሮ ንብረት ገንዘብ ኣታዊ ካብ ዝገበረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 6 ወርሒ ንብረቱ ከልዕል ዝክእል ብፅሑፍ ተሓቢረሉ ንብረት ከልዕል ተዘይክኢሉ ን7ተ ተከታታሊ መዓልቲ ህዝቢ ኣብ ዝርእዮ ኣደባባይ ብምልጣፍ በዓል ዋና ክቀርብ ተዘይክኢሉ ንብረቱ ይውረስ፡፡

5 ዝሰዓረ ተጫራቲ ናይቲ ዝሰዓሮ ፀፀር 02 ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ፀፀር ከጋዓዝ ወይ ከውስድ ዝክእል፡፡

6 ተወዳደረቲ ወይ ወኪላት ብኣካል ብዘይምርካቦም ከይዲ ምክፋት ጨረታ ኣይተዓናቀፍን፡፡

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

8 ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344-480183 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo