ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ በሪ መዓፁን ምስ መስተዋቱን መገጣጠሚኡን ብረትን መጣበቂ ፈሳሲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 9/08/2011ዓ/ም ክሳብ 15/08/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 15/08/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡10 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-411794-95 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo