ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ማለት

ማሕበር ልምዓት ትግራይ
  • ላፕቶፕ ኮምፒተር
  • ማናጀርያል ወንበር ኤል ሸፍ ጠረጰዛ ሸልፍ ካዝናን ካልኦትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክትገዝእ ትደሊ በዚ መሰረት ኣብዚ ዉድድር ክትሳተፉ እትደሊዩ ተወዳደርቲ

 

  1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሱ::
  2. ናይ ግብሪ ከፋልነት መፍለይ ቑፅሪ (TIN NO) መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
  3. ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::
  4. ናይ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳአታ ከቕርቡ ዝኽእል::
  5. ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድቦንድ ንኤሌክትሮኒክስ  5000 / ብር ሓሙሽተ ሽሕ/ ንፈርኒቸር 3000 /ሰለስተ ሽሕ/ ብቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሽም ብ CPO ከትሕዙ ዝኽእሉ::
  6. ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ንሕድሕድ /ኤሌክትሮኒክስ ፈርኒቸርን / 20.00 (ብር ዕሰራ) ብር  ብምኽፋል ካብ ማ.ል.ት ቤ/ፅሕፈት ቑፅሪ 410  ክወስዱይኽእሉ::
  7. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ን ቢድቦንድን ማሕተም ገይሮም ብኢንቨሎፕ ብምእሻግ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ  መስከረም  25/2008 ዓ/ም ክሳብ  ጥቅምቲ 3 /2008 ዓ/ም ስዓት  8:00 ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቑፅሪ 400 ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብር ይግባእ::
  8. ናይቲ ኣቅሓ ዝርዝር ድሌት መግለፂ ቤት ፅሕፈትና ካብ ዘቅርቦ ናይ ዋጋ መቅረቢ ቅጥዒ ወፃኢ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ተቐባልነት ይብሉን
  9. እቲ ጨረታ ጥቅምቲ  3/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት : 8:30  ድሕሪ ቐትሪ ኣብ ቢሮ ቑፅሪ  415  ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብዝተረኸብሉ ይኽፈት ::
  10.  ሰዓራይ ምስዓሩ ምስተገለፀሉ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ከአቱ ዝኽእል:;
  11. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
  12. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ  0344  40  99 23  ምድዋልይከአልእዩ:;
  13.  

 

 

 

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo