ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኢንስቲትዮት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 08/08/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 10/08/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይከውን፡፡

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 10/08/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0914-758978/0342-413795 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo