ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ንኮሌጅና ግልጋሎት ዝህቡ ናይ መኪና መቀያሪ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 04/08/2011ዓ/ም ክሳብ 08/08/2011

2 እዚ ፕሮፎርማ  ዕለት 09/08/2011ዓም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0347-730211/0920-256876 ምድዋል ይከኣል፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo