ነቲ አካዳሚ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ቢሮ መሳለጥቲ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

አካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ

ምድብ  1  ፅሕፈት መሳርሒ ፅሬት ናዉትን

ምድብ  2  ናይ መኻይን መለዋወጢ ናዉቲ

ምድብ  3   ናይ ሕትመት ናዉቲ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደሊዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ይግባእ

1 ናይ 2007 ግብሪ ዝምልከተኩም ከፊልኩም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ መቕረባይነት አተሓሒዝኩም ክተቕርቡ እትክእሉ ዘይምለከተኩም ድማ ናየ 2007 ዘሐደስኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቝፅሪ /TIN/ ሰርቲፊኬት ክትቅርቡ እትክእሉ

3 ቫት/VAT/ ዝተመዝገብኩምሉ ሰርተፊኬትን ናይ ወርሒ ነሐሰ 2007 ዓ/ም ዴክሌር ዝገበርኩምሉ መረዳእታ እትቅርቡ

4 ጨረታ ሰዓርቲ እንተኸይንኩም ዝሰዓርኩምዎ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰርኩምዎ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10ተ መዓልቲ ብፅሬትን መጠንን ብናይ በዓልኩም መጓዓዝያ ናብ አብ 03 ቀበሌ ዝርከብ ናይ አካዳሚ መኽዘን ክትቕርቡ እትክእሉ

5 መወዳደሪ ዶክሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎ ናይቲ ትካል ማህተምን ፌርማን ክዓርፎ ይግባእ

6 ተጫረቲ ዘይምለስ 30.00 /ሰላሳ ብር/ እናኸፈልኩም ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት አካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ጉጅለ ዕደጋ ኣብ መስመር ዓዲ ሓዉሲ ዝርከብ ቤት ፅ/ትና ህንፃ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቑፅሪ 7 ካብ ዕለት 24/01/2008 ዓ/ም ክሳብ 09/02/2008 ዓ/ም ሰዓት 5:00 ንጉሆ እናመፃኩም ክትወስዱ እትክእሉ

7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኽበሪ ንኽሎም ምድብ ማዕረ ነፍሲ ወከፎም 3000.00 /ሰለስተ ሽሕ ብር / ብሽም ኣካዳሚና ብCPO ከተትሕዙ እትክእሉ

8 እቲ ጨረታ ዕለት 09/02/2008 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 5:30 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ አብ ቤት ፅትና ጉጅለ ዕዳጋ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዘለዉሉ ይኽፈት ተጫርቲ ዘድሊ ኩሉ እንተማሊኦም ብዘየለዉሉ እዉን ከምዝክፈት

9 ቤት ፅ/ትና ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ ምኳኑ ናይ ጨረታ ዉፅኢት ምስተፈለጠ ክሳብ 20% ናይቲ ንብረት ክዉስክን ክቅንስን ይኽእል እዩ

10 ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስቁ 034 440 1989 ወይም ብሞቁፅሪ 0914176478 ደዊልካ ምሕታት ዝክአል ምኳኑ ንሕብር

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo