ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሞያ ክልል ትግራይ ንኤጀንሲ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ መኪና ስፔር፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ይደሊ፡፡

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 03/08/2011ዓ/ም ክሳብ 07/08/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 08/08/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0342-415092 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo