ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታአወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ንክትጫረቱ እትደሊዩ እዞም ዝስዕብ ረቋሓታት ብምምላእ ክትጫረቱ ይዕድም

ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም

1 ናይ 2007 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝኽእል::

2  ናይ መቅረባይነት መለለይ ቑፅሪ ዘለዎ

3 ጨረታ መክብሪ ቢድቦንድ ካብ ዝመልእዎ ጠቕላላ ዋጋ 5% ብ CPO ከትሕዝ ዝኽእል:

4 ተጫረቲ ዝመልእዎ ናይ ሐደ ዋጋ ምስ ቫቱ ክገልፁ አለዎም

5 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 30 ብምኽፋል ካብ ዕዳጋ ክፍሊ ምዉሳድ ይከኣል

6 እዚ ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 22/1/2008 ዓ/ም ክሳብ 30/1/2008 ዓ/ም ኮይኑ እዚ ጨረታ አብቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ባዕሎም ወይ ከዓ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረኸብሉ ይከፈት::

7  ተጫረቲ ምስዓሩ ምስተነግሮ ውዕሊ አሲሩ  ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ከረክብ አለዎ ::

8  ካብ መግለፂ ወፃኢዝኾነ ንብረት ተቐባልነት  የብሉን ::

9 ኮሌጅና ዝሐሸ አማራፂእንተረኪቡ እዚጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዪ::

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቑ ስልኪ  0344419789/410465 ደዊልካ ምሕታት ይካአል ::

ተቑ                 ንብረት             መግለፂ       በዝሒ        ሐደ ዋጋ      ጠዋጋ    መብርሂ

80 ግ           ሲናርላይን          125         ሪም

ኡሁ             ኦርጅናል           20            ባኮ

ስቴፕለር         ካንጋሮ            20           ቑፅሪ

ፋይል ቦክስ     ኬንት            250          ቑፅሪ                                 ITAY                        

 

 

 

 

 

 

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo