ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ናይ ሞዴል S 94 H-B ስካንያ ኣውቶብስ መኪና መለዋወጢ ኣሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ዓብዮ ዓዲ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 01/08/2011ዓ/ም ክሳብ 04/08/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 04/08/2011ዓ/ም ሰዓት 5፡00 ይክፈት ፡፡   

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0937-026218/0926-783783 ምድዋል ይከኣል፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo