ኤጀንሲ ስታቲስቲክስ ክልል ትግራይ ካብ ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ፈርኒቸራት ማለት ናውቲ ቤት ዕዮን ጎማ መኪናን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኤጀንሲ ስታስቲክስ ክልል ትግራይ

1 በቱ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይ ሰርቲፊኬት ቲን፣ቫት ዝተመዝገበን ናይ ለካቲት ዲክሌር ዝገበረ መከበሪ ጨረታ ንናይ ፈርኒቸር ብር 25000.00 ሽሕ ፣ናይ ጎማ መኪና ብር 5000.00 ሽሕ ብዝኮነ ንግዲ ባንኪ ብሲፒኦ ዝተረጋፀ ቼክ ወይ ኩነታት ዘይተመስረተ ውሕስና ባንኪ ከቅርብ ዝክእል፤

2 ንናውቲ ቤት ዕዮ ዘይምለስ 100.00 ቅርሺ፣ ንጎማ መኪና ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ  ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምውሳድ ይከኣል፡፡

3 ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ካብ ዕለት 02/08/2011ዓ/ም ክሳብ 16/08/2011ዓ/ም 9:00 ድ.ሰዓት ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 16/08/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድ.ሰዓት ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት ኮይኑ ሰዓት 9:30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ወከልቶም ይከውን :: እዙይ ከምዘሎ ኮይኑ ኣብ አዋን ምክፋት ጨረታ ኣብ ሳንዱቅ ዘኣተወ ፖስታ ከይተከፈተ ዝምለስ የለን::

4 ድሕሪ ሰዓራይ ምፍላጥ ኣብ 3ተ መዓልቲ ውዕሊ ዝኣስር ኮይኑ ንናውቲ ፈርኒቸር ኣብ ውሽጢ 15 መዓልታት፣ ጠቅሊሉ ኣታዊ ይገብር፡፡

5 እቲ ጨረታ ካብ ዝክፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን ን45 መዓልቲ ይከውን::

6 ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ዓደ ሓቂ ፊት ንፊት ቤት ትምህርቲ ካቶሊክ እንዳ ባ ገ/ሚካኤል ዝርከብ ህንፃ ኣብ 1ይ ደብሪ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ን/ምምሕዳርን እዩ::

7 እቲ ኤጀንሲ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-402362 ምድዋል ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo