ፕሮፌሽናል ጀነራል ሜካኒክስ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ኣብ ቀበሌ 06 ዝርከብ ጋራጁ ናይ ሓለዋ ካሜራ/security camera/ ከትክል ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት ኣብ ኤሌክትሪክን ኤሌክትሮኒክስ ዘለኩም ኣብቲ ዝተጠቀሰ ጋራጅ ናይ ሓለዋ ካሜራ / security camera /ንምትካል ልምዱ ዘለኩም ክትጫረቱ ትደልዩ ሰብ ሞያ፤

ፕሮፌሽናል ጀነራል መካኒክስ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር

1 ካብ ዕለት 30/07/2011ዓ/ም ክሳብ 05/08/2011/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዝገባ ዝፍፀመሉ፤

2 ምስዓሩ ዝተነገሮ በዓል ሞያ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ውዕሊ ይኣስር፤

3 ድሕሪ ውዕሊ ምእሳር ትካል ከቅርብሉ ዝግዛእ ማተሪያል ዝርዝር ብፅሑፍ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓለቲ ኣቀሪቡ ናብ ስራሕ ዝኣትው፤

 ኣድራሻና ጣብያ ኢንዱስትሪ ቀበሌ 06 ሰላም ቆርቆሮ ፋብረካ 50 ሜትሮ ውርድ ኢልካ ፊት ንፊት ራያ ማይ መከፋፈሊ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo