ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ምክልካል ሓዊ ባርዕ ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕክምና ናውቲ / 1ይ ረዲኤት ሕክምና መውሃቢ ምስ ሙሉእ ማተሪያሉ/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ

1 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 30/07/2011ዓ/ም ክሳብ 02/08/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 03/08/2011ዓ/ም ንግሆ ሰዓት 3፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፀሪ 0342-408757 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo