ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲግራት ነዞም ዝስዕቡ ንምምሃር ምስትምሃር ዝውዕሉ ቀወምትን ሃለቅትን ንብረት ማለት መሳርሒ ፅሕፈት: መሳርሒ ህንፃ : መላወወጢ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ማሽን : ኣቅሑት ቢሮን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ዓዲግራት

1 ናይ ሕድሕድ ጨረታ ሰነድን መምርሕን ዘይምለስ 50.00 ብምክፍል ኣብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲግራት ደጋፍ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕደርን ቢሮ ቁፅሪ 3 ምዉሳድ ይከኣል፡፡

2 እቲ መወዳደሪ ዋጋ ጨረታ ሰነድ ምስቲ ናይ ንግዲ ዓይነት ዘርፊ ዝተሐደሰ ናይ 2011ዓ/ም ንግዲ ፍቀድ: ዝተሓደሰ መቅረብን: ቲን መለለይ ቁፅሪንብዝተዓሸገ ፖስታ ንዑ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ከእትዉ አለዎም፡፡

3 እቲ ግልፂ ጨረታ ካብ 27/07/2011 ዓ/ም ክሳብ 11/08/2011 ዓም ኣብ አየር ይፀንሕ እቲ ጨረታ 11/08/2011 ዓም ሰዓት 4:30 ንጉሆ ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 5፡00 ይክፈት፡፡

4 እቲ ኮሌጅ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ዉይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፡፡

5 ዝርዝር ናይ ጨረታ መምርሒ ምስ ናይቲ ጨረታ ተተሒዙ ስለ ዘሎ ዝርዝር ጨረታ መመርሒ ካብኡ ምርኣይ ይክእሉ፡፡

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344-450177

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo