ትካልና ኮሌጅ ጋርመንት መቐለ ኣብ 2011ዓ/ም 2ይ መንፈቅ በጀት ዓመት ንትካልና ዘገልግሉ ናይ መኪና ጎማን ቅያር ኣቅሑትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ኮሌጅ ጋርመንት መቐለ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 27/07/2011 ክሳብ 01/08/2011ዓ/ም ሰዓት 09፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 01/08/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡45 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0344-203912/0914-281708 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo