ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ናይ ኮሌጅና ሚስቲቡሽ ዳብል ጋቤና ናብ መቐለ ብምውሳድ ክነፀግና ስለዝደለና ካብ ኮሌጅና ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕዳጋ ሓሙስ ናብ መቐለ ታደለና ሃ/ማርያም ጋራዥ ሕ/ሽ/ማ ፅዒኑ ዝወስድ ኮይኑ መፅዓኡን መራገፊኡን ብባዕሉ ዝሽፍንን ኮይኑ ካብዚ ንታሕቲ እተማልኡ ክራይተሪያ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 26/07/2011ዓ/ም ክሳብ 01/08/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 01/082011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0347-730211 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo