መቐለ ቤት ህንፀት ኣብ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ንዝ/ያ ኤሌክትሮኒክስ ንብረት ናይ ኢድ ሞያ ጥራሕ ንምፅጋን ካብ ፍቃድ ዘለዎም ነጋዶ ኣወዳዲሩ ንሰለስት ወርሒ ውዕሊ ኣሲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ፡፡

ማእኸል ቤት ህንፀትመቐለ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 26/07/2011ዓ/ም ክሳብ 30/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 30/07/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0344-411454 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo