ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ክልተ ኮምፒተራት ን 2008 በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ምስንዳእ ጋዜጣ ወይን

1 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝኸፈለየ ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን /Tin/ :መቅረባይ ሰርቲፌኬት: ተመዝገብቲን VAT ቫት ዲክለሬሽን ንዘቕርብ

2 ዝተዳለወ ስፐስፍከሽን ሐደ ገፅ ምስ እዚ ተተሓሒዙ ኣድለይ እንተኮይኑ ዝተጠቐሰ ስፐስፊኬሽን ካብቤት ፅሕፈትና ክፍሊ ፋይናንስ ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 8 ካብ 20/01/2008 ዓ/ም ጀሚሩ ምዉሳድ ይከኣል

3 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 11/02/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ዕለት 11/02/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 9:00 አብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት አብዘለዉዎ ይኽፈት

4 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሐደ ኦርጀናልን ሐደ ኮፒ ዝተዓሸገ ፐስታ ኣብ ላዕሊ ብዝተጠቀሰ ናይ ፅቤትና አድራሸን አብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ከእትዉ አለዎም

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

6 ኣድራሻ ጉና ህንፃ ዋና ቤት ፅሕፈት ምስንዳእ ጋዜጣ ወይን ቢሮ ቁፅሪ 8 ልዕሊ ኣክሱም ሆቴል እዩ

7 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344 40 47 67 /0914 70 30 63 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ትክእሉ

9 ናይ ጨረታ መዕፀዉን ኽፈትን በዓል እንተዉዒሉ ኣብዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo