ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ክ/ከ/ዓይደር ንቤት ፅሕፈት ሰሜን ጥዕና ክ/ከ/ዓይደር ግልጋሎት ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 24/07/2011ዓ/ም ክሳብ 26/07/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 27/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-403783 ምድዋል ይከኣል፡፡    

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo