ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ኮሌጅና ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ናይ ማይ ታንከር ናይ ኮስተር መኪና ኮብራን መኪና ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዶ/ር ተወልደ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 24/07/2011ዓ/ም ክሳብ 27/07/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 27/07/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-408755 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo