ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ምም/ር ዞባ ደቡብ

1 በቲ ዘርፊ ንግዲ ናይ 2007 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲን ቲን ናምበር ከቅርብ ዝኽእል

2 ሓዱሽ ናይ 2007 ዓ/ም ዝተሐደሰ መቀረባይነት ካርዲ ዘለዎ

3 ቫት ተመዝጋቢ ዝኾኑ

4 መኽበሪ ጨረታ ብር 3000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይ CPO ከትሕዝ ዝኽእል

5 ሰነድ ጨረታ ብኽልተ ኢንቨሎፕ ሐደ ዓይነት ዝኾኑ ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ፊርማን ማህተምን ናይቲ ትካል ከቅርብ አለዎ

6 ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ ዘይምለስ ብር 30 ብምክፋል ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ካብ 19 /01/2008 ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ዞባ ደቡብ ምም/ር ቤት ፅሕፈት ማይጨዉ ቢሮ ቁፅሪ 80 ምወሳድ ይከኣል

7 እቲ ጨረታ ሳንዱቅ ዕለት 03/02 /2008 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ምም/ረ ቤት ፅሕፈት ቢሮ ቁፅሪ 80 ይክፈት

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 እቲ ቤት ፅሕፈት 20 % ናይ ምዉሳክን ምቅናስን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ 45 መዓልቲ ይኸዉን

11 ዝሰዓረ ተጫራታይ ናይ ዞባ ደቡብ ትግራይ ቤት ፅሕፈት ምም/ር ማይጨዉ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ኣታዊ ይገብሩ

12 ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ አብ 5 መዓልቲ ዉሽጢ ሰዓራይ ዉዕሊ ክአስር ዝኽእል

13 ናይ ዉዕሊ መክበሪ ካብ ጠቅላላ ዝሰዓርዎ መጠን 10% ብ CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ አለዎም

14 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347770868 0347771009 ብስራሕ ሰዓት ምሕታት
 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo