ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንር/ህዝብን መንግስትን ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መሳልል ኣቅሓ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ

1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ 25/07/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 26/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0342-408737/408501 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo