ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኮረም ዘድሊ ዝ/ዩ ኣፋውስ ናውቲ ሕክምና ንምግዛእ በቲ ዘፈር ዓውደ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፤

ሆስፒታል ኮረም

1 በዘፈር ዓውደ ስራሕ ናይ መደሓኒት ናውቲ ሕክምናን 2011ዓ/ም ግብሪ ከፊልኩም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ፣ መለለይ ቁፅሪ፣ናይ መቅረባይነት መረዳእታ ዘለኩምን ክተቅርቡ ትክእሉን፤

2 ዝተሓደሰ ናይ ብቅዓት መረጋገፂ ዘቀረብን እቲ ሰነድ ጨረታ ብዘይ ስርዝ ድልዝ ብጥንቃቀ መሊኡ ዋናን ቅዳሕን ብዝ/የ ብዝተዓሸገ ፖስታ ይቀርብ፤

3 ጨረታ ሰዓራይ ብመሰረት ዝሰዓሮ ውዕሊ እቲ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያ መራገፍን መፅዓንን ናብ ቤት ዕዮና ዘብፅሑ ክኮኑ ኣለዎም፡፡

4 ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 23/07/2011ዓ/ም ክሳብ 07/08/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ኮረም ሆስፒታል ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ዘይምለስ ብር 50.00 እናከፈልካ ብምውሳድ ይከኣል፤

5 መከበሪ ጨረታ ብር 6000.00 ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ብምትሓዝ ኣብ ኮረም ሆስፒታል ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣታዊ ይግበር፤

6 ሰነድ ጨረታ ዕለት 07/08/2011ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 5:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ኮረም ሆስፒታል ቢሮ ቁፅሪ 33 ይክፈት፤

7 ተጫረቲ ኣብ ዝወሰድዎ ሰነድ ጨረታ ሕቶ እንተሃልይዎም ጨረታ ንክኽፈት ሰለስተ መዓልቲ ክተርፎ ከሎ ንዝቀረበ ሕቶ ተቀባልነት የብሉን፤

8 ኣብ በዝሒ 20 ሚኢታ ናይ ምውሳክን ምቅናስን መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤

9 ሆስፒታልና ዘሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0345-510059/0914-751209 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo