ን በጀት ዓመት 2008 ዓ /ም ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቁሑ ኤለክትሮኒክስ ፣ኣቁሑ ኤለክትሪክ ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኮምፒተር ኣክሰሰሪ ፣መሳርሒ ሕትመት፣ ኣቁሑ ፅሬት ፣ ኣንሶላን ፍራሽን፣ መድሓኒትን ናዉት ሕክምና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ኣብዚ ጨረታ ንክትሳተፋ ይዕድም

ሆስፒታል ማያኒ ሽራሮ

1 በቢ ዘርፋ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ናይ 2007 ዓ /ም ግብሪ ዘበን ዝከፈልኩም ናይ 2008 ዓ /ም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደስኩም

3 መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም

4 ኣብ ናይ ፋይናንስ መቅረባየነት ዝርዝር ዝተመዝገብኩም

5 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም

6 ኩሉ መረዳእታኩም ቅዳሕ ብምግባር ምስናይ ዋጋ መቅረቢ ዝርዝር ሰነድ  ብምትሕሓዝ ዓሺግኩም ኣብ ሳንዱቅ ጨረታ ኣእቲኩም ዋና መረዳእታኩም ኣብ እዋን መክፈቲ ጨረታ ሒዝኩም እትቀርቡ

7 ሰነድ ጨረታ  ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ሆስፒታል ማይኒ ሽራሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምዳር ንብረትን  ክትወስዱ ትክእሉ

8 እቲ ንብረት ብናይ ባዕልኩም መጋዕዝያ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ  ናብ ሆስፒታል ማይኒ ሽራሮ ንብረት ክፍሊ ክተረክቡ እትክእሉ

9 ሰዓርቲ ምካንኩም ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክትኣስሩ እትክእሉ ካብ ዝሰዓርኩምዎ ጠቅላላ ዋጋ ብጥረ ገንዘብ  ወይንድማ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ  ሕጋዊ ሲፒኦ 10 ሚኢታዊ ክትሕዙ እትክእሉ

10 ኣብ እዋን ጨረታ መተኣማመኒ ዘከዉን ብጥረ ገንዘብ ወይ  ሕጋዊ ሲፒኦ  5000 ቅርሺ ክተትሕዙ እትክእሉ

11 ሰነድ ጨረታ ካብ 19 መስከረም 2008 ዓ/ም ክሳብ 9 ጥቅምቲ 2008 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ

12 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 9 ጥቅምቲ  2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 9 ጥቅምቲ  2008 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ይከዉን

መተሓሳሰቢ

13 ናይ ነፍስወከፍ ንብረት ዋጋ ብናይቲ ሆስፒታል  መቅረቢ ዝርዝር ሰሌዳን ብፅሬትን ብፁሩይን ክምላእ ይግባእ

14 እቲ ሆስፒታል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ  0348500071  ደዊልኩም ምሕታት ይከኣል።

 

 

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo