ማይጨው ሕርሻ ኮሌጅ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔርን ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ማይጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 17/07/2011ዓ/ም ክሳብ 19/07/201ዓ/ም ሰዓት 11፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 20/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0347-770388 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo