ኤጀንሲ ስታቲስቲክስ ክልል ትግራይ ካብ ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅሕፈት መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኤጀንሲ ስታስቲክስ ክልል ትግራይ

1 ብናይ ፅሕፈት መሳርሒን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅርቦት ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መቅረባይ ሰርቲፊኬት ቲን፣ቫት ዝተመዝገበን ናይ ለካቲት ዲክሌር ዝገበረ መከበሪ ጨረታ ንናይ ኤሌክትሮኒክስ ብር 20000.00 ሽሕ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብር 8000.00 ሽሕ  ብዝኮነ ንግዲ ባንኪ ብሲፒኦ ዝተረጋፀ ቼክ ወይ ኩነታት ዘይተመስረተ ውሕስና ባንኪ ከቅርብ ዝክእል፤

2 ንሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100.00 ቅርሺ ብምክፋል

3 ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ካብ ዕለት 17/07/2011ዓ/ም ክሳብ 02/08/2011ዓ/ም 9:00 ድ.ሰዓት ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 02/08/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድ.ሰዓት ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት ኮይኑ ሰዓት 9:30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ወከልቶም ይከውን :: እዙይ ከምዘሎ ኮይኑ ኣብ አዋን ምክፋት ጨረታ ኣብ ሳንዱቅ ዘኣተወ ፖስታ ከይተከፈተ ዝምለስ የለን::

4 ድሕሪ ሰዓራይ ምፍላጥ ኣብ 3ተ መዓልቲ ውዕሊ ዝኣስር ኮይኑ ንመሳርሒ ፅሕፈት ኣብ ውሽጢ 10 መዓልታት፣ ንኤሌክትሮኒክስ ድማ ኣብ ውሽጢ 15 መዓልታት ጠቅሊሉ ኣታዊ ይገብር፡፡

5 እቲ ጨረታ ካብ ዝክፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን ን45 መዓልቲ ይከውን::

6 ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ዓደ ሓቂ ፊት ንፊት ቤት ትምህርቲ ካቶሊክ እንዳ ባ ገ/ሚካኤል ዝርከብ ህንፃ ኣብ 1ይ ደብሪ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ን/ምምሕዳርን እዩ::

7 እቲ ኤጀንሲ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-402362 ምድዋል ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo