ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2011 ንሕሙማት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሰብ መድሓኒት ሕ/ናውቲ ናይ ላብራቶሪ ሪኤጀንት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ።

ሆስፒታል መቐለ

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ : ቲን ቁፅሪ መረጋገፂ ዘቅርብ :ኣብ ሐዱሽ መቅረብቲ ዝርዝርን ዝተመዝገቡን ንመኪና መለዋወጢ ኣቅሑ ቫት ተመዝገበቲ ምካኖም መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ ፤

2 መክበሪ ጨረታ ብር ንመድሓኒት 50000.00 መኪና መለዋወጢ 15000.00 ሽሕ ብር ብጥረ ገንዝብ ወይም ብባንኪ ዝረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል ኮይኑ መኸበሪ ጨረታ ብሲፒኦ

3 ዝሰዓረ ተጫረቲ ንዘቅርብዎም ኣቅሑት ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ኣብ ሆስፒታል መቀለ የረክብ።

4 ተጫረቲ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ዝሓዘ ሰነድን ኣብ መዐሸጊ ፖስታን ሽሞም ፊርማን ናይ ትካሎም ማሀተምን ከዕርፍ ይግባእ፡፡

5 ዋጋ ጨረታ ሰነድ ብር 50.00 ብር እዩ

6 ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 12/07/2011 ጀሚሩ ክሳብ 27/06/2011ዓ/ም ንተከታተለቲ 15 መዓልትታት ሰነድ ጨረታ ካብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ን /ፋይናንስ ምምሕዳር 4ይ ደብሪ እንዳገዛእኵም ምዉሳድ ይክእል።

7 ሰነድ ጨረታ ዝምላእ ዋጋ ኣብ ናይ ትካልና ዘዳለዎ ዝርዝር ዝሐዘ ሰነድ ጥራሕ ክከዉን አለዎ ካብዚ ወፃኢ ተቀባለነት የብሉን።

8 እዚ ጨረታ ዕለት 27/07/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9:00 ሰብ ዋና ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት።

9 እዚ ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ን60 መዓልቲ ይኸውን።

10 ዝቀርብ ሰነድ ጨረታ ዝተማልአ ኮይኑ እነተተረኪቡ በዓል ዋና ብዘየብሉ ክከፈት ይክእል

11 ሆስፒታል መቀለ ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

12 ዝቀርብ መሓኒት ግልጋሎት እዋን ካብ ሓደ ዓመት ዘይነኣስ ከቅርብ ኣለዎ፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-420046

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo