ፕሮጀክት ምትእስሳር ማኑፋክቸሪንግ ንግድን ሃገር ለኸ ኤግዚቭሽንን ባዛርን 2011 መቐለ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ንዝካየድ ሃገራዊ ኤግዚብሽንን ባዛርን ምድላው ዝሕግዙ ባነር፣ ስቲከርን ፖስተርን ከሐትም ይደሊ፡፡

ቤት ምክሪ ንግዲ መቀለ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 12/07/2011ዓ/ም ክሳብ 17/07/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 17/07/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡90 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0914-753503/ 0914-197313 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo