ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ መኪና መለዋወጢ፣ ህ/መሳርሒ፣ ፅ/መሳርሒ፣ ሆቴል ማናጅመንት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ኮሌጅ ፖሊቴክኒክ መቐለ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 12/07/2011ዓ/ም ክሳብ 16/07/2011ዓ/ም

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 17/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404592 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo